• ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ውዕሎም የሐድሱን ጋንታታት ይረኽቡን፣ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ይዕወቱ፣ ማንቸስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል ማዕረ ኣውጺኣታ፣

  • Jan 5 2025
  • Length: 12 mins
  • Podcast

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ውዕሎም የሐድሱን ጋንታታት ይረኽቡን፣ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ይዕወቱ፣ ማንቸስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል ማዕረ ኣውጺኣታ፣

  • Summary

  • ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/01/2025) * ሩቲ ኣጋን ዳዊት ወልዴን ኣብ ማራቶን ሺያመን ተዊቶም፣ * ገለ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ብሽግለታ ምስ ዝጸንሕወን ጋንታታቶም ውዕሎም ከናውሑ’ንከለዉ ሓደ ተቐዳዳማይ ድማ ምስ ሓዳስ ጋንታ ተጸንቢሩ፣ * ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዘሎ መሳይ ተፈሪ ኪንዮ ጥሪ 2025 ኣብ ዘለዎ ክጸንሕ ውዕሉ ከናውሕ ድሌት ከምዘለዎ ገሊጹ፣ * መበል 20 ዙርያ ግጥማት ፕሪምየር ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝተኻየድሉ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ብሉጽ ኣጥቃዓይ ተባሂሉ ተገሊጹ፣ ኣውስትራልያዊ ኣሰልጣኒ ኣንጅ ፖስትኮግሉ ድሕሪ ግጥም ጋንትኡ ቶተንሃም ሆትስፐር ‘ከም’ዚ ገይረ ሓሪቐ ኣይፈልጥን’የ’ ይብል፣ ኣሰልጣኒ ኣርሰናል ሚከል ኣርተታ ከኣ ‘ከም’ዚ ውሳነ ኣብ ህይወተይ ርእየ ኣይፈልጥን’የ’ ክብል ንዳኛ ወቒሱ፣
    Show More Show Less
activate_Holiday_promo_in_buybox_DT_T2

What listeners say about ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ውዕሎም የሐድሱን ጋንታታት ይረኽቡን፣ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ይዕወቱ፣ ማንቸስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል ማዕረ ኣውጺኣታ፣

Average customer ratings

Reviews - Please select the tabs below to change the source of reviews.